Sunday , May 19 2024
Minister for Social Affairs Lena Hallengren (S) and Director General of the Public Health Agency of Sweden Johan Carlson Foto: Anders Wiklund / TT kod 10040

ሳልሳይ እብረ ክታበት ዝኽተቡ ሰባት፡ ክበዝሑ ይግባእ

ኣቐድም ኣቢሉ፡ ጥዕናዊ  ጸገማት ዘለዎም ተኣፈፍቲ ኣካል ሕብረተስብ፡ ሳልሳይ እብረ ክታበት ንክኽተቡ መደብ ተታሒዙ እኳ እንተነበረ፡ ሚኒስተር ማሕበራዊ ጉዳያት ሽወደን፡ ሌና ኣለንገሪን፡ ትማሊ ሰሉስ ኣብ ዘመሓላለፈቶ ጋዜጣዊ መግለጺ፡ ኩሎም እቶም ልዕሊ 80 ዓመት ዝዕድሚኦም ሰባት ውን ሳልሳይ እብረ ክታበት ክኽተቡ ከምዝኽእሉ ገሊጻ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ።

ኣብዚ ሕጂ እዋን፡ 83.7% ካብ ህዝቢ ሽወደን፡ ቀዳመይቲ እብረ ክታበት ዝወሰዱ ክኾኑ እንከለዉ፡ እቶም 76.5% ድማ ክልተ እብረ ክታበት ዝተኸትቡ እዮም። ስለዝኾነ ድማ፡ ገለ ክፋል ሕብረተሰብ፡ ኣብዚ ሕጂ እዋን፡ ሳልሳይ እብረ ክታበት ክወስዱ ቀዳምነታት ከምዘይኮነ፡ ዮሃን ካርልሶን፡ ገሊጹ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com