Wednesday , May 15 2024
Credit: Maja Suslin/TT/

ስቶክሆልም፡ ኣብ ኣፍደገ ሓደ ቤት መግቢ ሓያል ምፍንጃር ተኸሲቱ።

ፖሊስ ነቲ ሎሚ ለይቲ ኣብ ስቶክሆልም ዘጋጠመ ምፍንጃር ይምርመሩ ኣለዉ። በዚ ኣብ ሰዓታት ለይቲ፡ ኣብ ከባቢ ሶደርማልም ኣብ ኣፍደገ ሓደ ቤት መግቢ ብዘጋጠመ ምፍንጃር፡ ዝኾነ ዝተጎድአ ሰብ የለን። እንተኾነ ግና፡ በሪ እቲ ቤት መግቢ ከም ዝዓነወ፡ ብርክት ዝበለ መሳዂቲ መንበሪ ኣባይቲ ኸኣ በቲ ነውጺ ከም እተሰባበረ ሬድዮ ሽወደን ጸብጺባ’ላ።

ዕላማ እዚ መጥቃዕቲ እቲ ቤት መግቢ ምንባሩ ፖሊስ ገሊጾም ኣለዉ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com