Sunday , May 19 2024
Credit: Anders Wiklund/TT

ሽወደን ስርዓተ ፍቓድ ነታጒ ከተተኣታቱ እዩ።

ኣብዚ ዓመት ዛጊት ልዕሊ 100 ምፍንጃር ቦምባ ከም ዘጋጠመ ናይ ቀረባ እዋን ስታቲስቲክስ ፖሊስ ሓቢሩ። እዚ ድማ፡ ካብ ናይ
ዝሓለፈ ዓመት ምሉእ ጸብጻብ ዝልዕል እዩ። ነዚ ኲነታት ኣብ ግምት ብምእታው፥ ኢንዱስትሪ ነታጒ፡ ልክዕ ከምቲ ኣብ ኣጽዋር
ዝተብረ ሕጊ ዝመሳስል፥ መን ነታጒ ክሕዝ ይፍቀደሉ ኣብ ዝብል ትርር ዝበለ ሕጊ ከውጽእ እዩ። ዳይናሚት (ሚና) እቲ ዝበዝሑ
ገበነኛታት ዝጥቀሙሉ ነታጒ ምዃኑ፥ ሃገራዊ ጉጅለ ቦምብ ፖሊስ ይሕብር፡፡ እዞም ገበነኛታት ነዚ ነታጒ ካብ ስርሓት ህንጻ
ይረኽብዎ ከም ዘለዉ ይእመን።

Credit: Anders Wiklund/TT

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com