Saturday , May 18 2024

ሽወደን ካብ ብሪጣንያ ዝኣትዉ ዘበሉ መርመራ ኮቪድ-19 ክገብሩ ጠሊባ።

ካብ ባሕቲ ጥ ሪ ንደሓር ካብ ብሪጣንያ ዝኣትዉ ተጓዓዝቲ ካብ ሕማም ኮሮና ናጻ ምዃኖም ዘርኢ መርመራ ክገብሩ r ከገድድ oምዃኑ ሓቢሩ’ሎ። Tእዚ መርመራ ቅድሚ 72 ሰዓትት ምስንባት ዝተገብረ ክኸውን ከም ዘለዎ ዘመልከተ እቲ ጸብጻብ hብዘይካዚ እቲ ተጓዓዛይ ናይ ሸውዓተ መዓልቲ ምፍላይ ከም ዝገበረ ከመልክት ከም ዝግባእ ብንጹር ኣመልኪቱ’ሎ። እዚ ሕጊ ንዜጋታት ሽወደን ዘይምልከት ኮይኑ ንሳቶም ካብ ብሪጣንያ እትው እንክብሉ እቲ መርመራ ክግበረሎም ከም ዝከኣል ኣመልኪቱ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com