Saturday , May 18 2024
(Johanna Geron/Pool via AP) PAR106

ሽወደን ካብ ዘይሻራዊ መርገጺ እትወጻሉ ዘላ ምኽንያት ተተንቲኑ።

ኣብ ዝሓለፉ ናይ ግርጭታት ታሪኽ፡ ሽወደን ዘይሻራዊ መርገጺ ትወስድ እኳ እንተነበረት፡ ምስ ወራር ሩስያ ኣብ ልዕሊ ዩክሬይን ግና፡ ናብ ምምልካት ኣባልነት NATO በጺሓ ምህላዋ ዝፍለጥ እዩ። እዚ ዝኾነሉ ዘሎ ምኽንያት፡ ሽወደን ድሕሪ ካልኣይ ኲናት ዓለም፡ ብ ቚጠባ፡ ፖለቲካን ወተሃደራዊን መዳያት ምስ ምዕራባዊ ዓለም ኣዝያ ተወሃሂዳ ብምህላዋ እያ፡ ክብል መምህር ዩኒቨርሲቲ ስቶክሆልም–ፕሮፌሰር ማግኑስ ፐተርሾን–ገሊጹ’ሎ። በዚ ድማ፡ ዘይሻራዊት ተዓዛቢት ካብ ምዃን ትውጽእ ኣላ ምባሉ ሬድዮ ሽወደን ጸብጺባ’ላ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com