Saturday , May 18 2024

ሽወደን ፡ኮረና ቫይረስ ካብ መልከፍቲ ናብ ምሕላፍ ሂወት ወዲ ሰብ ይሰጋገር።

ሓደ ናይ ዕድሜ በዓል ጸጋ ዝኾነ ድሕሪ ብ ኮሮና ቫይረስ ምልካፉ ህይወቱ ብምሕላፋ ናይ መጀመርያ ሰብ በዚ ቫይረስ ተለኺፉ ሂወቱ ዝሃልፈ ሰብ ኣብ ሽወደን ብሙኻን ስም ሽወደን ኣብ ስም ዝርዝራት በዚ ቫይረስ ዝመትወን ሃገራት ትኣቱ።

እዚ ኣብ ሆስፒታል ካሮንሊስካ ሂወቱ ዝሓለፈት ሰብ ቅድሚ ሕጂ እውን ብ ሕዱር ናይ ክሮኒክ ወይ ዘይሓዊ ሕማም ዝሳቐ ዝነበረ ሙኻኑ ሓኻይም እዚ ሆስፒታል ይገልጹ።

በዚ መሰረት ብዕድሜ ዝደፍኡን  ብሕዱር ሕማም ዝሳቐዩ ሰባት ቀንዲ ግዳያት ናይ እዚ ቫይረስ ይኾነ ከምዘልዉ ሓኪም ተመሓላለፍቲ ሕማማት ዝኾነ ቤር ፎለን ይገልጽ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com