Monday , May 20 2024

ቁጽሪ ሓደስቲ ኣመልከቲ ናብ ኮለጃትን ዩኒቨርሲታትን ይውስኽ።

ኣብ ግዜ ኮሮና፡ መንግስቲ ኣስታት 400,000 ሓደስቲ ናብ ኮለጃትን ዩኒቨርሲታትንቦታታት ዘመልከቱ ሓደሽቲ ተመሃሮ ከምዝተቐበን ካብዚ ኣቶም እቶም ዝበሑ ተመሃሮ ማለት ኣስታት 16,000 ኣብ ዓውዲ ሕክምና ክመሃሩ ዝደልዩ ሙኻኖም ተሓቢሩ።

– ኣብ ክንክን ጥዕና መዳይ ክመሃሩ ዝደልዩ ቁጽሪ ተመሃሮ ብምውሳኹ ኣብዚ ዓውድ ንዘሎ ሕጽሪት ንምፍታሕ ሓጋዚ ብሙኻኑ ፡ ነዚ ድማ ብዙሕ ዕድላት ንህብ ኣሎና፡ ትብል ማቲልካ ኤርንክራንስ፡ ሚኒስተር ላዕለዋይ ትምህርትን ምርምርን።

ካብዚ ብምውሳኽ ኣብ ወርሒ መስከረም ዝጅመር ሓድሽ ወቅቲ ትምህርቲ ኣብ ካልእ ዓውድታት  ኣብ ኮለጃትን ዩኒቨርሲታትን  ን ክመሃሩ ዘመልከቱ ተመሃሮ እውን ቡዙሓት ብሙኻኖት ሕጽረት ኢኪላታት ኣብ ምፍታሕ ዘተባብዕ ሙኻኑ እዛ ምንስተር ገሊጻ። ንሳ ብምውሳኽ ቁጽሪ ኣበልከቲ ተመሃሮ ስደተኛታት ኣብ ኮለጃትን ዩኒቨርሲታትን ካብ ዓመት ናብ ዓመት ይውስኽ ከምዘሎ ገሊጻ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com