Friday , May 17 2024
Austria's Chancellor Sebastian Kurz (AP Photo/Lisa Leutner) LIL107

ቊጠባ ኦስትራልያ፡ ናብቲ ቅድሚ ለበዳ ዝነበሮ ሓይሊ ይምለስ

ቊጠባ ኦስትራልያ፡ ሓይሊ ክድልብ ድሕሪ ምጽናሕ፡ ካብቲ ቅድሚ ለበዳ ዝነበሮ መጠን ዝዓቢ ቅልጣፈ የመዝግብ ምህላዉ ተገሊጹ።

ብመሰረት ዕላዊ ኣሃዝ፡ ኣብ መበል ቀዳማይ ርብዒ ዓመት፡ ሓፈሻዊ እቶት እታ ሃገር ብ 1.8% ሚእታዊት ዕቤት ኣርእዩ ኣሎ። እዚ ድማ ካብ ትጽቢት ኲሎም ተንተንቲ ቊጠባ ወጻኢ ምዃኑ ተገሊጹ’ሎ። ብፍላይ ዝሓለፈ ዓመት፡ ኣብታ ሃገር ብዝተኣወጀ ዕጽዋ፡ ቁጠባ እታ ሃገር ኣብ ውድቀት ከም ዝነበረ እቲ ጸብጻብ ቢቢሲ ወሲኹ ኣመልኪቱ።

ኣብ 30 ዓመታት ተራእዩ ዘይፈልጥ ምንቊልቋል ድሕሪ ምርኣይ፡ ሓፈሻዊ እቶት’ታ ሃገር፡ ብ 7% ትሒቱ ምንባሩ እውን ተመልኪቱ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com