Saturday , May 18 2024

በዓልመዚ ጥዕና ሽወደን ሰባት ናብ ጂም ኮነ መሔንበሲ ቦታታት ካብ ምኻድ ከቛርጹ ይሕብር።

ኣብ ዝሕጂ እዋን ኮሮና ቫይረስ ብፍጥነት ኣብ መላእ ክፈለ ዓለም ኣብ ዝላብዓሉ ዘሎ እዋን ቡዙሓት ቦታታት ጠንቂ ምልባዕ እዚ ቫይረስ ዝኾኑ ቦታታት ኣብ ምዕጻው ይረከቡ ሓደ ካብኡ ድማ ናይ ምንቅስቓስ ኣካልት ዝዝውተሮሎም ቦታታት ከም ጂም፣ መሔንበሲ ቦታትን ስቲም ወይ ባስ ኮይኖም ኣለወ።

ስለዚ ነፍሲ ወከፍ ሰብ ናብ እዞም ዝተጠቅሱ ቦታታት ንምስፍሕፋሕ እዚ ቫይረስ ሙቹኣት ስለዝኾኑ ካብ ምኻድ ክንቁጠብ ሰብ መዚ ጥዕና የተሓሳስቡ። ከም ቀንዲ ምኽንያት ካብዝጠቀስዎ ድማ ርሓጽን ጥሉል ቦታን ሓደ ካብቲ ምቹእ ቦታ ንምርባሕ ናይእዚ ቫይረስ ዝለዝኮነ ክብል  ጋዜጠኛ ሕክምና ኖርማን ስዋን ይገልጽ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com