Saturday , May 18 2024

ባየርን ሙኒክ ተዓዋቲት ዋንጫ ሱፐር ካፕ ኮይና

ብ ኣሰልጣኒ ሃንስ ፍልክስ እትእለ ጎብለል ቻምፒዮን ሊግ ዝኾነ ባየር ሙኒኽ ትማሊ ምሽት ብደረጃ  ኤዉሮፓ መን ጎብለል ከነ ማለት ዋንጫ ሱፐር ካፕ ትማሊ ምሽት ምስ ተዓዋቲት ዩሮፓ ሊግ ዝኾነ ሴቪያ ኣብ ዝገበረቶ ጸወታ ብ 2-1 ብምዕዋታ ሎሚ ዓመት ብድምር ኣርባዕተ ዋናጩ ብምሕፋስ ንግስቲ ኤውሮጳ ኮይና። ሸቶታት ባየር ሙኒኽ ልዮን ጎርተዝካ ኣብ 34 ደቒቅ ከምእውን ኣብ ተወሳኺ 104 ደቒቅ ካብ ጃቨር ማርቲንስ ብ ወገን ስቨያ ድማ ብ ቅላዕ መቕጻዕቲ ኣብ መበል 13 ደቒቅ ኦካምፖስ ዝተረኽባ እየን ነይረን።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com