Saturday , May 18 2024

ባየር ሙኒኽ ን ባርሳን መሲን ብምዕናው ትግስግስ

ኣብ መድረኽ ፍርቂ ፍጻሜ 10 ሸቶታት ኣብዚ ምዕቡል ግዜ እሞ ኸኣ ኣብ ልዕሊ ብ መሲ ትምራሕ ባርሶሎና ክምዝገብ ታሪክ ኮይኑ ክዝኸር እዩ ይብል ተንታኒ ስፖርት ሶኮርነት።

ተጻወቲ ባርሳ ግዜ ምኣስ እያ ተኣኽለሎም እዮም ዝጽበዩ ዘሎዉ እምበር ኣብ ገጽ መሳኹቲ ተለቭዝዮን ከምዚ ኢሎም ክርኣዩ ኣይተዋሕጠሎምን ምኽንያቱ እዛ ንርእያ ዘለና ባርሳ ቅያር ተጻወቲ ዘይብላ ኣብራኻ ወለል ዝበላ ኣብ ሜዳ ዘየላ ጋንታ እያ ያብል ጋዜጠኛ ቢቢሲ ስፖርት ፍሊፕ ዳውከስ። ንሱ ቀጺሉ ተኣምረኛ መሲን ዓባይ ጋንታ ባርሳ ምንም ክገብሩ ዘይከኣሉ ንግጥም ዋንጫ ዓለም ጀርመን ኣብ ልዕሊ ብራዚል ዘምዝገብቶ ዓወት ብምምሳል ገሊጽዎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com