Friday , May 17 2024

ቤተ ክርስትያን እንግሊዝ፡ ንሓወልቲ ኣስራዚ በኒን ክትመልስ እያ

ቤተ ክርስትያን እንግሊዝ፡ ካብ ናይጀርያ እተረኽባ ክልተ ሓወልቲ ኣስራዚ፡ ናብ ሃገረን ክትመልስ ከም እተሰማምዐት ወኪል ቢቢሲ ኣብ ምዕራብ ኣፍሪቃ፡ በን ሁንት፡ ጸብጺቡ።

እዞም ቅርስታት፡ ኣብ 1980 ካብ ትካላት ናይጀርያ ህያብ ተባሂሎም ዝተላእኩ ምንባሮም እቲ ሓበሬታ ወሲኹ ኣመልኪቱ። ቤተክርስትያን ዓዲ እንግሊዝ፡ ነቶም ቅድሚ ሚእቲ ዓመት ብራስያን ካልእ ኣገባብን ካብ ኣፍሪቃ ዝወጹ ቅርሲታት ኣፍሪቃ፡ ናብ ሃገሮም ኣብ ምምላስ ዝሰርሑ ዘለዉ ትካላት መሪሕ እናኾነት ትመጽእ ኣላ–ይብል እቲ ጸብጻብ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com