Sunday , May 19 2024
Credit: CHRISTINE OLSSON / TT, Sveriges Lantbruksuniversitet

ብሰንኪ ለበዳ፥ “ክሬይፊሽ” ሽወደን ኣብ ሓደጋ ይወድቕ።

ወቕታዊ ድግስ “ክሬይፊሽ” ሽወደን ጀሚሩ፡፡ ኣብ ምሉእ ወርሒ ነሓሰን መስከረምን ድማ ሽወደናውያን እናተኣከቡ ንባህላዊ
ድግሳት 'ክራፍትስኪቫ' ብ ስልማት፡ ቆብዕ ድግስ፡ መስተታትን መግብን ከብዕልዎ እዮም። እቲ መበቆሉ ኣብ ሽወደን ዝኾነን ኣብ
ዘይጨዋም ማይ ዝነብርን ዓይነት ክራስታሻን፡ በቲ ኣብ 1960ታት ዝተኣታተወ ዓሌት ሰሜን ኣመሪካ ዝኾነ ክርስታሻን ኣቢሉ
ዝመጸ “ለበዳ ክሬይፊሽ” ካብ ነዊሕ እዋን ኣትሒዙ ኣብ ሓደጋ ይርከብ ኣሎ።
እቲ ሕማም፥ ካብ ግዜ ናብ ግዜ እናሰፍሐ ይኸይድ ከምዘሎ፥ ኣብ ዩኒቨርስቲ ሉንድ ዝተባህለ ተመራማሪ ስነ-ህይወትን ማይን ፐር
ኒስትሮም ይገልጽ።

Credit: CHRISTINE OLSSON / TT, Sveriges Lantbruksuniversitet

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com