Saturday , May 18 2024
STOCKHOLM 2014-09-15 En familj packar upp best‰llda matvaror frÂn Matsmart. Det finns olika typer av matkassar att v‰lja mellan, allt frÂn vegetarian- till barnanpassade. Foto: Maja Suslin / TT / Kod 10300

ብሰንኪ ኮርኖ ቫይረስ ዝበዝሕ ስብ ብኦንላይን ይገዝእ እኻ እንተሎ ብዛዕባ ዋሕዲ መግቢ ግን ዘሻቅል ነገር ከመዘየለ ይሕበር።

ብዙሓት ሽወደናውያ ብ ሰንኪ ስግኣት ኮሮኖ ቫይረስ ናብ ዱካናት ኣብ ክንዲ ምኻድ ብ ኦንላይን ወይ ብመንገዲ ኢንተርነት ብምእዛዝ ዕዳግኦም ብፍላይ ኣብ ዓነታት መግቢ ኣብ ምስላጥ ይርከቡ። በዚ መሰረት ኩለን ትካላት ስጋብ ቤቶም ብምኻይድ ኣብ ምብጻሕ ይረከባ እለዋ። ብፍላይ ትካላት ኩብ Coop, ኢካ Ica ከምእውን ዊልስን Willys ገለ ብ ጻዕቒ ጠለብ መርበባት ካብ ዝሽገራ ትካላት ብሙዃን ኣብ ምስላጥ ይርከባ።

እንተኾነ መብዛሕትኦም ዓደግቲ በዚ ቫይረስ ተሰናቢዶም ን ንውሕ ዝበለ ግዜ ንምኽዛን ከም ፓስታን ሩዛን ኣብ ሸመተ ተጸሚዶም ዝርከቡ ኮይኖም እንተኾነ ዘውዳእ ኮነ ብዝሰንኪ ዋሕዲ ዓነታት መግቢ ዝመጽእ ሽግር ከምዘየለ ኣብ ክፍሊ መግቢ ዝሰርሕ ሉድቪግ ኣንደርበርይ ይሕብር።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com