Saturday , May 18 2024

ብ ብረድ ዝተሰነየ ቅነ በዓል ልደት ወይ ጻዕዳ ክሪስማስ ኣይህሉን እዩ ተባሂሉ።

ኣብ ዕለተ ክሪስማስ ውርጪ ዝህልወሉ ዕድል ንእሽቶ እዩ ተባሂሉ’ሎ። ብፍላይ ኣብ ደቡባዊ ሽወደን እዚ ዝወሓደ ክኸውን እዩ። ዝመጽእ ሰሙን ኣብ ከባቢ ስኮነ ብዓሰርተ ዲግሪ ሴልሴስ ውዕይ ዝበለ ግዜ ክህሉ እዩ ክብል ማእከለ ምርምር ኲነታት ኣየር SMHI ሓቢሩ’ሎ። ኣብ መላእ ሽወደን እውን ከይተረፈ ገለ ዋዒ ክህሉ ምዃኑ ተሓቢሩ’ሎ። ኣብ ሰሜን ግና ውርጪ ክህሉ ከምዝህሉ ትጽቢት ይግበረሉ ብፍላይ ኣብ ከባቢ ኪሩና ትሕቲ ዜሮ ዓሰርተ ዲግሪ ሼልሰስ ክኣቱ እዩ ተባሂሉ ተነብዩ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com