Saturday , May 18 2024

ብ ኤርትራዊ ሽወደናዊ ሄኖግ ጎይቶኦም ትምራሕ ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ጽባሕ ሮብዕ ኣንጻር ናሚብያ ንመጻረዪ ዋንጫ ዓለም 2022 ክትገጥም እያ!!

ድሕሪ ናይ ነዊሕ ቡኩራት ናብ ውድድድር ዝተመልሰት ኣገራዊት ጋንታ ኤርትራ ን መጻረዪ 2022 ኣብ ሃገረ ቐጠር ዝካየድ ውድድር ዋንጫ ኩዑሶ እግሪ ዓለም ንምኽያድ ጽባሕ ሮቡዕ ኣብ ከተማ ኣስመራ ምስ ሃገራዊት ጋንታ ናምቢያ ከተካይድ እያ። ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ  ሄኖግ ጎይትኦም ዝረከቦም 14 ተጻወት ካብ ዝተፈላለያ ሃገራትን ክለባትን ከምእውን 13 ተጻወቲ ኣብ ውሽጢ ሃገር ዝጻወቱ ተጻወቲ ብምጥርናፍ ብ ኣሰልጣኒ ኣለምስገድ ኤፍረም እንዳ ተኣልየት እያ ምድልዋታ ብምጽፋፍ ነዚ ናይ ጽባሕ ጸወት ኣንጻር ኣገራዊ ናምቢያ ድልውቲ ዘላ።

ኣልኮምፒስ መደብ ትግርኛ ብወገና ን ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ዓወት ንምንየላ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com