Monday , May 20 2024
Credit: Fredrik Sandberg/TT

ተጠቀምቲ ቲክቶክ ቁርኣን ናብ ዘቃጸለ ሳልዋን ሞሚካ ገንዘብ ከይልእኩ “ብሎክ” ይገብሮም።

ማሕበራዊ መራኸቢ ቲክቶክ፡ ዓማዊል ቊርኣን ንዘቃጸለ ሳልዋን ሞሚካ ገንዘብ ከወፍዩ ዘኽእሎም “ፊቸራት” ካብ ንጥፈት
ወጻኢ ምግባሩ ገሊጹ። በዚ ድማ ተጠቀምቲ እቲ ማሕበራዊ መራኸቢ ምስ ቪድዮታት ሞሚካ ኣብ ዝራኸብሉ እዋን ”ኣወፊ”
ንዝብል ፊቸራት ክጥቀሙ ከም ዘይክእሉ ኣረጋጊጹ’ሎ ክብል ቲክቶክ ንኣገልግሎት ዜና ሬድዮ ሽወደን ኣረጋጊጹ፡ ። ቲክቶክ ካብቲ
ብቐጥታ ዝመሓላለፍ ምንዳድ ቁርኣን ማዕረ ሞሚካ ገንዘብ ይረክብ’ዩ ተባሂሉ ክንቀፍ ጸኒሑ’ሎ–ብመሰረት ጸብጻብ ሬድዮ
ሽወደን።

 

Credit: Fredrik Sandberg/TT

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com