Saturday , May 18 2024

ቲያጎ ኣልካንታራ ናብ ሊቨርፑል ተሰጋጊሩ

ዕባይ ላምስያን ድሒሩ ካብ ክለብ ባርሶልና ናብ ዓባይ ክለብ ባየር ሙኒክ ብምስግጋር ዋንጫ ቻምፒዮን ሊግ ወሲካ ብርክት ዝብለኡ ዋናጩ ዝዓተረን ኣብ መስመር ምክፍፋል ቡሉጽ ሙኻኑ ዝንገረሉ ኣልካንታራ ብ 20 ሚልዮን ፓውንድ ናብ ኢንግሊዛዊት ክለብ ሊቨርፑል ን ማንቸስተር ዩናይትድ ብምስዓር ኣብ ሑቑፋ የእትያቶ። ድሮ ምስ ክልብ ሊቨርፑል ቑጽሪ 6 ማልያ ዝተዋህበቶ ኣልካንታራ ካብ ናይ ቀድም ክለቡ ባርሶልና ሓዊስካ ብርኽት ዝበለ ሕቶ ምስግጋር ዝመጾ ኮይኑ ንሱ ግን ምስ ክለብ ሊቨርፑል ክጽንበር ብምውሳን ነዛ ክለብ ክብራ ኣብ ምዕቃብ ዝክኣሎ ከምዝገብር ሓቢሩ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com