Sunday , May 19 2024

ታይለር ስዊፍት ብ The Beatles ተታሒዙ ዝነበረ ክብረወሰን ትሰብር

ታይለር ስዊፍት ብ ዘ ቢትልስ ተታሒዙ ዝጸንሐ ክብረ ወሰን መሸጣ ሰለስተ ተኸታተልቲ ብሉጻት ኣልበማት ሴራቶ ተባሂሉ። ትማል፡ዓርቢ በታ LP fearless ዝተባህለት ኣልበማ መሸጣ ዓብሊላ ዝወዓለት ተይለር ምስተን ኣቐዲመን ዝወጻ ፎክሎርን ኤቨርሞርን ዝተባህላ ኣልበማታ ተደሚራ እያ ነዚ ክብረወሰን በዚሓ ዘላ።

ኣመሪካዊት ደራፊት ተይለር ኣብ 259 መዓልታት እያ ነዚ ረከርድ ዓቲራ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com