Saturday , May 18 2024
Fredrik Sandberg/TT

ናይ ለበዳ ምልክታት ተኸታቲሉ ዘጠንቅቕ ኣፕሊከሽን ኣብ ሽወደን።

ኣብ ሉንድ ዩኒቨርሲቲ ዚርከቡ ሰብ ምርምር፡ ነቲ ምዝርጋሕ ለበዳ ኮሮና ዚከታተልን ኣቐዲሙ ዘጠንቅቕን መሳርሒ ኪፈጥሩ ከም ዚኽእሉ ኣሚቶም ኣለዉ። ብዛዕባ ኣብ ሽወደን ዘለዎ ጥቕሚ ምስ ተሓተተ፡ ተግነል፡ ናይ ለበዳ ክኢላ፡ ንተለቪዥን ሽወደን ዝሃቦ ርእይቶ፡ ንሱ ርግጸኛ ከም ዘይኮነ እዩ ዚገልጽ።

ግን ከኣ ፖል ፍራንክስ ናይ ሉንድ ዩኒቨርሲቲ ተመራማሪ ለበዳ፡ ንራድዮ ሽወደን ኣብ ዝሃቦ ርእይቶ፡ ንሱ እቲ መሳርሒ ከምቲ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ ዘገልግለ ኣብዚ እውን ነቲ ኣብ ሽወደን ዚካየድ ናይ ለበዳ ምርምር ከም ዚጠቅም ሙኻኑ ገሊጹ። እዚ ኣብሊከሽን ኣብ ምግታእ ለበዳ ኮቪድ-19 ዓቢ ተራ ክትጻወት ከምትኽእል እዞም ተመራመርቲ ይሕብሩ ኣለዉ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com