ንሽልማት ብሉጽ ተጻዋታይ ኤውሮጳ ሑርያት ን ቡልጽ ተጻዋይ ኤውሮጳ ብጀካ ኬቪን ዴብሬየን – ማንችስተር ሲቲ ካብ ፕሪመር ሊግ ዝተረፉ ሮበር ሌቫንዶቭስኪ ን ማኑዌል ኑዌር – ካብ ባየር ሙኒክ ቡንድስ ሊጋ።