Sunday , May 19 2024

ንኡስ ኮንትራክተር ቴስላ ኣድማ ክካየድ ከምዝኽእል ኣጠንቂቑ

Credit: Jonas Ekströmer

ኣብ ልዕሊ ኣሜሪካዊ ትካል ኤሌክትሪክ መኪና ተስላ ዝተወስደ ኢንዱስትርያዊ ስጉምቲ ምኽንያት ብምግባር፡ ሽወደናዊ ንኡስ ኮንትራክተር ካብ 600 ሰራሕተኛታ ን 20 ፍሉይ ሓበሬታ ክህብ ምዃኑ ሃለፈ ከምዘሎ ሎሚ ኣፍሊጡ። ሃይድሮ ኤክስትሩዥን ንባዕሉ ብ ሕውነታዊ ናይ ኣድማ ስጒምቲ ሃስያ ከም ዝወረዶ፡ ንመካይን ዝኸውን ኣሉሚንየማዊ ኣካላት ከኣ ደው ምባሉ ተሓቢሩ። ቴስላ ናይ ሓባር ልዝብ ምፍራም ብምእባዩ ኣብ ሽወደንን ገለ ካልኦት ሃገራት ኖርዲክን ዝርከብ ኢንዱስትርያዊ ትካላቱ ክስራ ክወርዶ ጸኒሑ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com