Friday , May 17 2024
STOCKHOLM 2019-06-07 Nordeas kontor vid Lindhagensplan Foto: Magnus Hjalmarson Neideman / SvD / TT / Kod 10078 ** OUT DN, Dagens Industri (även arkiv) **

ኖርድያ፡ ንመጠን ወለድ ትሕጃ ባንክ፡ ኣጉዲልዎ

ኖርድያ ባንክ፡ ንመጠን ወለድ ትሕጃ ባንክ (inteckning) ናብ 6% ከምዘጉደሎ ሎሚ ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ ሓቢሩ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ።እዚ ሓድሽ መጠን ወለድ ትሕጃ ባንክ፡ ምስቶም ኣብ ዝሓለፉ ብዙሓት ዓመታት ዝነበሩ ክነጻጸር እንከሎ፡ እቲ ዝተሓተ ምዃኑ ኣብ ኖርድያ ባንክ፡ ሓላፊ ክፍሊ ትሕጃ ባንክ ዝኾነ ኣርቪድ ክሮንማርክ፡ ኣብ ዝሃቦ ጋዜጣዊ መግለጺ ሓቢሩ።ኣብ ቀረባ እዋናት፡ ላንድስፎርሸክሪንየር (Länsförsäkringar)ን ስካንድያን (Skandia)ን ውን ብተመሳሳሊ መንገዲ ንመጠን ወለድ ትሕጃ ባንክ ናብ 6% ንኸጉድላ ምሕባረን ይዝከር።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com