Saturday , May 18 2024

አርቢላይፕዚክ ንመጀመርያ ግዜ ናብ ፍርቂ ፍጻሜ ቻምፒዮን ሊግ ትሓልፍ

ሎሚ ምሸት ኣብ ከተማ ሊዝበን ፖትርጋል ኣብዝተኻየድ ግጥም ፍርቂ ፍጻሜ ቻምፒዮን ሊግ ሓጺር ዕድመ ዘለዋ ክለብ አርቢላይፕዚክ ኣብ መበል 50 ደቂቅ ካብ ኦሎማ ኣብ 88 ድቂቅ ካብ ኣዳምስ ብዝረኸበተን 2 ሸቶታት ነታ ብቐሊሉ ክትስዕራ ዝተገመተት ኣትለቲኮ ማድሪድ ብ ዘእምን ንጸወታ ዓብሊላ 2 ብ 1 ብምስዓር ናብ ፍርቂ ፍጻሜ ሓሊፋ።

እዛ ተኣምራዊት ጋንታ ኣብ ታሪኻ ንመጀመርያ ግዜ ናብዚ ደረጃ ብምብጻሓ ታሪክ ብምስናድ ኣብ ናይ ፍርቂ ፍጻሜ ጸወታ ነታ ብኸዋኽብቲ ነይማርን ኢምፓፐን ትቅልሰ ፒኤስጂ ንዝያዳ ታሪኽ ይጽበያ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com