Monday , May 20 2024
Credit: Fredrik Sandberg/TT

ኣቕረብቲ ናውቲ ህንጻ ሰራሕተኛታተን ከሰናብታ እየን።

ኣፍረይቲ ንጻፍ ምድሪቤት፡ መሳዂቲን መዓጹን ገለ ሰራሕተኛታት ከሰናብቱ ምዃኖም–ክፍሊ ኢንዱስትሪ እቲ ጽላት ኣተሓሳሲቡ።
እዚ ክገብር ዝወሰነሉ ምኽንያት ህንጻ ኣባይቲ ብምንካዩ፡ ዋጋታ ኣባይቲ ከኣ ኣብ ዝተሓተ ደረጃ ብምብጽሑ ምዃኑ ገሊጹ’ሎ።
ኣባይቲ ዝሃንጻ ኲባንያታት ብወገነን፡ ሰራሕተኛታት ከጒድላ ምዃነን ገሊጸን ኣለዋ። ኲባንያታት ሽወደን ሰራሕተኛታተን ድሚ
ምስንባተን ናይ መተሕሳሰቢ ምልክታ ከም ዘውጽኣ ዝፍለጥ ኮይኑ፥ እንተኾነ ግና እዚ ማለት ልዑል ተኽእሎ እቲ ኲነታት እምበር
ግድነት ሰራሕተኛታት ከሰናብታ እየን ማለት ክኸውን ከም ዘይክእል–ሬድዮ ሽወደን ወሲኻ ገሊጻ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com