Monday , May 20 2024
Credit: Oscar Olsson/TT, Claudio Bresciani/TT

ኣብ ሱንድቫል ኮኬይን ዝገዝኡ ኣማኢት ሰባት ተቓሊዖም።

ኣብ ሱንድስቫል፡ ቬስተርኖርላንድ፡ ኮኬይን ገዚኦም ተባሂሎም ዝተጠርጠሩ ኣማኢት ሰባት ዝሓዘ ዝርዝር ኣስማት፡ ኣብታ ከተማ ዓብዪ
ስንባደ ፈጢሩ። እቲ ሓበሬታ ምስቲ ኣብ ሱንድስቫል ንንግዲ ዕጸፋርስ ኣመልኪቱ ዝካየድ ዘሎ መስርሕ ፍርዲ ተተሓሒዙ እዩ ንህዝቢ ቃልዕ
ኮይኑ ዘሎ።
'እቲ ጒዳይ ሕጂ ኣርእስተ ዕላል ከተማ ኮይኑ’ሎ… ኩሉ ሰብ ኣብቲ ዝርዝር ካብ ዘለዉ ሰባት ንሓዲኦም ይፈልጥ እዩ” ክትብል ሬድዮ
ሽወደን ቻነል P4 “ቫስተርኖርላንድ” ሓቢራ’ላ።

 

 

Credit: Oscar Olsson/TT, Claudio Bresciani/TT

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com