Monday , May 20 2024
Foto Stefan Jerrevång / TT kod 60160

ኣብ ቅነ ፋስጋ ኣብ ከተማታት ሽወደን ብዘጋጠመ ዕግርግር ሰልስተ ሰባት ቆሲሎም።

ኣብ ብርክት ዝበላ ከታማታት ሽወደን ኣብ ቀዳመ-ሰንበት እዋን ፋስጋ ብዘጋጠመ ሓያል ዕግርግርን ግብረመልሲ ፖሊስን ሰለስተ ሰባት ቆሲሎም። እቶም ኣድመኛታት ኣእማን እናደርበዩን መካይን እናቃጸሉን ከም እተራእዩ ሬድዮ ሽወደን ጸብጺባ’ላ። ፖሊስ ነቶም ኣድመኛታት ንምብታን ድሕሪ ዝኸፈትዎ ተዂሲ ሰለስተ ሰባት ምቚሳሎም፡ እንተኾነ ግና ንህይወቶም ዘስግእ መጒዳእቲ ከም ዘይበጽሖም ፖሊስ ኖርኮፒን ገሊጹ’ሎ። እዚ ዕግርግር ነቲ ሕሉፍ የማናውያን ተኣኪቦም መጽሕፍ ቅዱስ ቁርኣን ከቃጽሉ ዝሓንጸጽዎ መደብ ተኸቲኡ ብዝተላዕለ ህዝባዊ ናዕቢ ከም ዝተኸስተ እታ ሬድዮ ወሲኻ ገሊጻ’ላ።

 

 


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com