Saturday , May 18 2024

ኣብ ጎደናታት ሽወደን ከይዝወራ እተኣገዳ ዘገልገላ መካይን ኣብ ናይጀርያ ይሽየጣ

Credit: Privat, Länsstyrelsen

ኣብ ጽርግያታት ሽወደን ከይዝወራ እተኣገዳ አገልገላ መካይን ብዘይሕጋዊ መንገዲ ካብታ ሃገር ወጺአን ኣብ ናይጀርያ ብኽቡር ዋጋ ናብ ዕዳጋ ከምዝቐርባ ሬድዮ ኒውስ ሽወደን አካየደቶ ዳህሳሳዊ ጸብጻብ ኣመልኪቱ ። እተን መካይን ዝሽየጣሉ ዘለዋ ኣገባብ መብዛሕትኡ ግዜ ዓሎቕ ዝመልኦ ምዃኑ — ኣብ ፋልኮፒንግ ካብ ዝርከብ ጆርገን ቤንግትሰን ቫን ዝገዝአ ሰብ ድማ ቅያር ዋንነት ኣመዝጊቡ ከም ዘይፈልጥ ሬድዮ ሽወደን ኣጣሊላ’ላ። “እዚ ምትላል እምበር ካልእ ስም ክወሃቦ ኣይክእልን እዩ” ይብል ብስሙ ዝተመዝገበት መኪና ኣብ ሓደጋ ክትወድቕ ትኽእል እያ ዝብል ስክፍታ ዘለዎ ቤንግትሶን።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com