Friday , May 17 2024

ኣብ ፈረንሳ ዝጠንተወ ጽላት እምኒ ተረኺቡ

እዚ ጽላት እምኒ፡ ኣብ ዘመነ ኣስራዚ፡ እተሰርሐ ምዃኑን እቲ ዝጠንተወን ከም ዝኾነ ተገሊጹ’ሎ። 2 ሜትሮ ብ 1.5 ሜትሮ ዝንውሓቱ እዚ ጽላት፡ ኣብ ጥንታዊ ትሕተ ምድራዊ ክፍሊ ቤት መስፍን ከም እትረኽበ እቲ ጸብጻብ ቢቢሲ ኣመልኪቱ።

እዚ 4000 ዓመት ከም ዝገበረ ዝተነግረሉ ጽላት፡ ንምዕራብ ብሪታኒ ዘመልክት ሕንጻጻት ካርታ ከም ዘለዎ፡ ነዚ ጽላት ዘጽንዑ ተመራመርቲ ስነጥንቲ ገሊጾም ኣለዉ። ሴንት ባሌክ ዝብል ስም እተዋህበ ጽላተ እምኒ ኣብ ከባቢ 1900-1650 ቅ/ል/ክ ኣብ ዘሎ ግዜ ከም ዝፈረየ ተገሊጹ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com