Friday , May 17 2024

ኣቴንዶ ዂሎም ሰራሕተኛታትና ናውቲ የድልዮም ኣሎ ይብል።

ኣብ መዳይ ክንክን ጥዕና ከም ብሕታዊ ትካል ዝነጥፍ ዓብዪ ትካል ጥዕና ኣቴንዶ ኣብ ዘካይድዎ ንጥፈታት ጥዕና ዝያዳ ናውቲ ከም ዘድልዮም ጸብጻባት SVT ሓቢሮም። ሰራሕተኛታትና ኣብ ከቢድ ናይ መልከፍቲ ኲነታት ይሰርሑ ብምህላዎም ዋላኳ ምልክታት እቲ ሕማም ኣየርእዩ ምናልባት ተለኺፎም ይኾኑ እዮም ኣብ ዝብል ትርጣረ ኢና ንርከብ ክብል ይገልጽ። ስለዚ ድማእዩ ዝያዳ ናውቲ የድልየና ኣሎ እንብል ዘሎና ክብል ድማ ገሊጹ።፡ ብፍላይ ድማ ኣብ መኣለዪ ሽማግለታት መርመራ ኮሮና ክግበር ንዝብል ከም ዘስመረሉ ድማ ተመልኪቱ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com