ሎሚ ረቡዕ ንግሆ፡ ሚኒስተር ጒዳያት ወጻኢ ሽወደን ኣን ሊንድ፡ ወግዓዊ ናይ ኔቶ ኣባልነት ቅጥዒ ምኽታማ፡ ሬድዮ ሽወደን ገሊጻ። እዚ ምእታው ሕቶ ኣባልነት፡ ምስናይ ሕቶ ፊንላንድ፡ ብኣምባሳደር ሽወደን ኣብ ኔቶ ብራስለስ ክኣቱ ምዃኑ፡ እታ ሬድዮ ወሲኻ ገሊጻ’ላ። “እዚ ዓብዪ ኣጋጣሚ እዩ፡ ረዚን ከኣ” ኢላ’ላ ኣን ሊንድ።