Saturday , May 18 2024

ኣየርላንድ፡ ንሽወደን ብምንጻል ኣብ ልዕሊ 15 ሃገራት ኣንቢራቶ ዝጸነሐት ናይ መገሻ እገዳታት ኣልዒላቶ

መንግስቲ ኣየርላንድ፡ ኣብ ልዕሊ ዜጋታት ናይ 15 ሃገራት ኣንቢርዎ ዝጸንሐ ናይ 14 መዓልታት ናይ ውሸባ ግዴታ ብምልዓል ከም ቅደሞም ክኣትዉ ምፍቃዱን ንሽወደን ኣብዚ ዝርዝር ዘይምእታዉን ተፈሊጡ።

ብመሰረት መርበብ ሓበሬታ TT፡ ኣየርላንድ ዝወሓደ መጠን ለበዳ ኮሮና ካብ ዝተራእየለን ሃገራት ኣውሮፓ ሓንቲ ኮይና፡ መጠን ለበዳ’ታ ሃገር፡ ካብ መንጎ 100 ሽሕ ሰባት 5 ጥራይ ብቫይረስ ኮሮና ከም ዝልከፉ እዩ ዝሕበር።

ካብተን ዜጋታተን ብዘይ ውሸባ ክኣትዉ እተፈቕደለን ሃገራት ፊንላንድን ኖርዌይን ከም ዝርከበአንን ንመገሻ ዝምልከት ሓበሬታ ድማ ኣብ ከክልተ ሰሙን ከም ዝመሓየሽ ተፈሊጡ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com