Sunday , May 19 2024

ኣገልግሎት ሜትሮሎጂ ን ሓደገኛ ህቦብላ ንፋስ መጠንቐቕታ የመሓላልፍ።

ብመስረት ሓበሬታ ኣገልግሎት ሜትሮሎጂ ሽወደን ብ ቀዳማይ ደርጃ ዝስራዕ ህቦብላ ንፋስ  ካብ ደቡባዊ  ምዕራብ ዝተበገሰ ንመላእ ሽወደን ከጥቅዓ ሙኻኑን ሰባት ኣብ ኩሉ ንጥፈታቶም ዝያዳ ምጥንቃቕ ክገብሩ ይሕብር። እዚ ህቦብላ ካብ ድሕሪ ቀትሪ ጀሚሩ ስጋብ ምሸት ዝቕጽል ኮይኑ ኣብ ገለ ከባቢታት ብ ኸቢድ ዝናብ ክሰነ ምኻኑ ወስኹ ይገልጽ።

ብሰንኪ እዚ ኣውሎ ንፍስ ንጥፈታት ትራንስፖርት ባቡር ኣብ መንጎ  Uddevalla / Strömstad ን Vargön / Grästorp ደው ከምዝበለ ሓቢሩ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com