Sunday , May 19 2024

ኤጀንሲ ውሕስነት ሓደጋ፣ ኣብ ግዜ ስራሕ ዝበጽሕ ሓደጋ ንፍላጥ ኣብ ጽላት መጓዓዝያ ንምምርማር ተዳልዩ።

ኣብ ህዝባዊ መጓዓዝያታት ዝሰርሑ ዘወርቲ ኣውቶቡሳትን ተቘጻጸርቲ ቲኬትን ናይ ሓድሽ ኣገባብ ምቊጽጻር መርመራ ኣብ ልዕሊኦም ክውዕል ምዃኑ ድማ ተፈሊጡ። ናይ ጥዕናን ውሕስነትን ኤጀንሲ ብሃገር ደረጃ 300 ዝዀኑ መካናት ስራሕ ብምምርማር ብፍላይ ኣብ ዘወርቲ መካይንን ባቡርን ምፍርራህን ጎነጽን ኣዘውቲሩ ከም ዝበጽሖም ሓበሬታ ከም ዘለዎ ኣመልኪቱ’ሎ። መራሒት ናይዚ ፕሮጀክት ኤቫ ካርስተን ኣብ መካነ ስራሕ ዝህሉ ጎነጽ ንምንካይ ሰራሕተኛታት ጥዕና ዘለዎ ናይ ስራሕ ሃዋሁ ንኸስተማቕሩ ንሰርሕ ኣሎና ኢላ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com