Sunday , May 19 2024
Credit: Pixabay

ከቢድ Covid-19 ኣብ መራሕቲ ኣውቶቡሳት ዝያዳ ይረአ።

 

መራሕቲ ኣውቶቡሳት ምስ ሰባት ጥቡቕ ርክብ ምስ ዘይገብሩ ካልኦት ሰብ ሞያ ክነጻጸሩ እንከለዉ፡ ኣብ ዳሕረዋይ ደረጃታት ለበዳ
ኮቪድ-19 ብዘጋጠሞም ከቢድ ሕማም፥ ኣብ ሆስፒታል ዘድልዮም ክንክን ብዕጽፊ ይዛይድ ምንባሩ ተገሊጹ። እዚ ዝተባህለ
ተመራመርቲ ዩኒቨርሲቲ ዮተቦሪ ድሕሪ ዘካየድዎ ሓድሽ መጽናዕቲ እዩ። ተመራማሪት ማርያ ኦበርግ፥ ኣብ እዋን ስራሕ ኣብ ልዑል
ሓደጋ ዘለዎም ቦታታት ክታበት ምግባር ነቲ ሓደጋታት ከጉድሎ ይኽእል እዩ ዝብል እምነት ከም ዘለዋ፡ ኣብ ዝሃበቶ ጋዜጣዊ ዋዕላ
ኣተሓሳሲባ’ላ።

 

Credit: Pixabay

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com