Saturday , May 18 2024

ኩሎም መገሻታት ካብ ኣውሮፓ ናብ ኣመሪካ ደው ክብል ፕሬስደንት ትራምፕ ኣዚዙ።

እዚ አገዳ ሽወደን ዘላቶ ንኩለን ኣባል ሃገራት ዝምልከት ኮይኑ ኢቲ አገዳ ድማ ካብ ዓርቢ ፍርቂ ለይቲ ጀሚሩ ክሳብ ሓደ ወርሒ ተግባራዊ ኪክውንዩ። ሃገረ እንግሊዝ እዚ አገዳ ኣይምልከታዩ። እዚ ስጉምቲ ድማ ኣመሪካ ንምክልካል ምልባዕ ኮሮና ንምክልካል ዝወሰደቶ ምኻና ይሕበር።

ምንጪ ካብ expressen


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com