Friday , May 17 2024

ካብ ቻይና እተረኽበ ሓገዝ መርመራ ኮሮና ብድርብ ንምዕባይ ተስፋ ይህብ።

ካብ ቻይና ዝመጸ መሳርሒ ናውቲ ሕክምና ናብ ሽወደን ኣብ ግዚኡ ብምብጽሑ፣ እዚ ሓገዝ ኣብ ምቅላል ዘሎ ሕጽረታት ኣብ ምፍታሕ ዓቢ ተራ ክህልዎ እዩ። ኣብ ትካል ካሮሊንስካ ፕሮፌሰር ምክልኻል ለበዳ ላርስ ኤንግስፍራንድ ንሬድዮ ሽወደን ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ ነዚ ናውቲ ካብ ቻይና ክመጽእ ሓበሬታ ምሃቡ ገሊጹ። ሕጂ ትካል ካሮሊንስካ ምስ ዞባታትን በዓልመዚ ህዝባዊ ጥዕናን ብዛዕባ ኣጣቕማ እቲ ናውቲ ክዛተ ምዃኑ ተገሊጹ’ሎ።

በዚ መስረት ኣብ መላእ ሽወደን መርመራ እዚ ኮረና ቫይረስ ክግበር ሙኻኑን ንብ ኩሉ ትካላት ብምብጻሕ ብዓጸፈታ ብምስራሕ ነዚ እውናዊ ሽግርን ክንቃለሶ ሙኻኑ እዚ ትካል ይሕበር።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com