Saturday , May 18 2024

ክንክን ቆልዑ (Barnomsorg)

ኣብ ኲላተን ኮምዩናት፡ በቲ ኮምዩን ዝምእከል ኣገልግሎት ክንክን ቆልዑ ኣሎ። ብውድባት ወይ ብማሕበራት ዝካየድ፣ ናጻ ወይ ብሕታዊ ክንክን ቆልዑ’ውን ኣሎ። ካብ 1-5 ዓመት ዝዕድሚኦም ህጻናት፣ ናብ መውዓሊ ህጻናት ወይ ስድራቤታዊ መጽንሒ ህጻናት ክኸዱ መሰል ኣሎዎም። ኣናደይቲ ስራሕ ወይ’ውን ናይ ወላዲ ዕረፍቲ ወሲድኩም ኮፍ ዝበልኩም ምስ እትኾኑ፡ ካብቲ ሒዝኩሞ የዕሪፍኩምሉ ዘለኹም ህጻን ዝዓቢ ወይ ዝዓብዩ ደቅኹም፡ ኣብ መዓልቲሰለስተ ሰዓታት፡ ማለት ኣብ ሰሙን15 ሰዓታት፡ ጥራይ እዮም ኣብ ማእከል ክንክን ቆልዑ ክውዕሉ ዝፍቀደሎም።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com