Saturday , May 18 2024

ክፍሊ ሜትሮሎጂ ሽወደን ዝናብ ዝዓብለሎ ኩነታት ኣየር ክህሉ ምኻኑ ይሕብር!!

ኣገልግሎት ሜትሮሎጂ ሽወደን ኣብዚ ሰሙን እዚ ኣብ መብዛሕትኡ ክፋል ሽወደን ብ ከቢድ ዝናብ ዝተሰነየ ኩነታት ኣየር ክህሉ ሙኻኑ ይእምት።

ሓላፊ ማእከል ትንበያ ኩነታት ኣየር ሄንሪ ክራመር ኣብ ዝሓበሮ ኩነታት ኣየር ናይ ክረምቲ ከም ዝተወድኤን ብተዛማዲ ዙሑል ኣየር ብ ዝናብ ዝተሰነየ ኣብ መላእ ሃገር  ከምዝህሉ ክገልጽ ከሎ ኣብ ገለ ከባብታት ግን ጸሓይ ከምዝህሉ  እዚ በዓል ሞያ ወሲኩ ይህብር። ሎሚ ሓሙስ ጸቕጢ ደበና ናብ ሰሜናዊን ደቡባዊ ክፍል ሽወደን ከምዝብተንን ኣብ መዓልታት ዓርብን ቐዳምን ድማ ብርቱዕ ማይ ኣብ ሰመናዊ ክፋል ክህሉ ዝተረፈ ክፍላ ግን ጸሓይ ዝዓበለሎ ኩነታት ኣየር ክህሉ ይትንበ


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com