Sunday , May 19 2024
Credit: Pixabay

ኮሚሽን ሓቂ ንህዝቢ ሳሚ ብዛዕባ ሕሉፍ በደላት ፍልጠት ንምዝርጋሕ ዝደሊ

 

ኣብ ልዕሊ ደቀባት ሳሚ ኣብ ገለ ክፋል ኖርወይ፡ ሽወደን፡ ፊንላንድን ሩስያን ዝዝርጋሕ ሰፊሕ መሬት ዝፍጸም ዘሎ ታሪኻዊ በደል
ዝምርምር ሓደ “ኮሚሽን ሓቂ” ቆይሙ ። እቲ ኮሚሽን፡ ቅድሚ ሕጂ ዝነበረ ፖሊሲታት ሽወደን ኣብ ሽወደን ንዝነበሩ ዓሌት ሳሚ
ብኸመይ ከም ዝጸለዎምን፡ እቲ ጽልዋ ብቐጻሊ ኸመይ ይትንክፎም ምህላዉን ንምብራህ ዝዓለመ እዩ።
"ኣብ ዲሞክራሲ፡ ብዛዕባ ሓደ ዝተወሰነ ጉዳይ ዝኾነ ነገር እንተዘይፈሊጥካ፡ ከመይ ጌርካ ከም እትምክቶ ዘተ ክትገብር
ኣይትኽእልን ኢኻ" ትብል ሓንቲ ካብቶም ኮሚሽነራት ዝኾነት ክኢላ ሕጊ ማሪ ቢ ሃግስጋርድ።

 

Credit: Pixabay

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com