Friday , May 17 2024

ወራስ ዓራት ዓዲ እንግሊዝ፡ ፊሊፕስ፡ ሞይቱ

በዓል ቤታ ንንግስቲ ዓዲ እንግሊዝ፡ ኤሊዛቤት II፡ ወራስ ዓራት ዓዲ እንግሊዝ፡ ፊሊፕስ፡ ሎሚ ዓርቢ፡ ኣብ መበል 99 ዓመት ዕድሚኡ፡ ካብዛ ዓለም ብሞት ከምዝተፍለየ ወሃብ ቃል ባንኪንግሃም ፓላስ ሓቢሩ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ።

ንግስቲ ኤሊዛቤት፡ ሎሚ ንግሆ፡ ፊሊፕስ፡ ኣብ ዓራቱ እንከሎ ብሰላም ካብዛ ዓለም ከምዝተፈልየ ኣብ መርበብ ሓበሬታ ባኪንግሃም ፓላስ፡ ሓቢራ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com