Friday , May 17 2024
(AP Photo/David J. Phillip, File) NYSB204

ዋጋ ጸዓት ኤለትሪክ ምውሳኽ ይቕጽል ኣሎ።

ኣብ ደቡባዊ ሽወደን፡ ማእከላይ ዋጋ ጸዓት ኤለትሪክ ትማል ሰኑይ 5 ክሮናን 77 ሳንቲምን ን ኪሎዋት ኣወር ምንባሩ ሬድዮ ሽወደን ጸብጺባ። እዚ መጠን ዋጋ፡ ነቲ ኣብ ዝሓለፈ ሰኑይ ዝነበረ ብምሕላፍ ዝለዓለ ተባሂሉ ተመዝጊቡ’ሎ። ካብ ሰሜን ናብ ደቡብ ዝጸንሐ ውሱን ናይ ምትሕልላፍ ዓቕሚ፡ ትሑት መፍረ ጸዓት፡ ከምኡውን ልዑል ዋጋ ጸዓት ኣውሮጳ ናይዚ ክስተት ምኽንያታት እዮም ክብል፡ ኣብ ትካል ምምኻር ጸዓት “መርሊን ኤንድ ሜቲስ”፡ ተንታኒ ዋጋታት ጸዓት ክርስቲያን ሆልዝ ሓቢሩ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com