Saturday , May 18 2024
ስእሊ: TT Tor Johnnson

ዓለምለኻዊ መዓልቲ ነጻ ፕረስ

ግንቦት 3 ዓለምለኻዊ መዓልቲ ነጻ ፕረስ ኮይኑ ብደረጃ ዓለም ዝበዓል መዓልቲ እዩ። ኣብዚ ዕለት ኣብ ዓለምና ኣብ ልዕሊ ጋዚጠኛታት ዝወርድ መጥቃዕቲን ማእሰርትን ዝዝከረሉ ኮይኑ ብደረጃ ስዊድን ከኣ ኣብ ኤርትራ ተኣሲሩ ዝርከብ ጋዜጠኛ ስዊድናዊ ኤርትራዊ ዳዊት ኢሳቕ ጉዳይ ንነዊሕ እዋን ኣዛረቢ ኮይኑ ይርከብ።

ንልዕሊ 19 ዓመት ኣብ ኤርትራ ተኣሲሩ ዝርከብ ዳዊት ኢሳቕ ጉዳዩ ብመንግስቲ ተታሒዝዎ ዘሎ ኣገባብ ቅኑዕ ኣይኮነን ዝብል ነቀፌታት ክመጹ ከምዝጸንሑ ይፍለጥ።

ክለተ ስዊድናውያን ጋዜጠኛታት ኩርዶ ባክሲን ሄለና ጌርታ ኣብ ኣፍቶንብላደት ዝተባህለ ጋዜጣ


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com