Saturday , May 18 2024

ዕጫ ቻምፒዮን ሊግ ኤውሮጳ ን ዓብየቲ ክለባት ርያል ማድሪድን ፒኤስጂ የራኽብ ን ቫንዳይክ ብሉጽ ተጸዋታይ ኤውርጳ ይምርጽ!!

ሎሚ ኣብ ፈረንሳዊት ከተማ ሞንኮ ኣብ ዝተካየድ ምውዳቕ ዕጫ ቻምፒዮን ሊግ ኤውሮጳ 2019/20 ን 24 ጋንታታት ኣብ ሸሞንተ ምድብ ብምምዳብ ን ዓበይቲ ክለባት ማድሪድን ፒኤስጂ፣ ባየርሙኒክ ምስ ቶተንሃም ከምእውን ክለባት ባርሶሎና ደርትሞንድን ኢንተርሚላን ኣብ ሓደ ምድብ ኣራኺብወን ኣሎ።

ብተወሳኺ ናብ ሎሚ ሰነርዓት ምውዳቕ ኣብ በቦቶኦም ኾኸብ ዝኾኑ ተጻወቲ ተሰምዮም ካብ ሓለውቲ ልዳት ብራዚላዊ ኣሊሶን ካብ ሊቨርፑል፣ ካብ ተኸላኸልቲ ሆላንዳዊ ቫንዳይክ ካብ ክለብ ሊቨርፑል፣ ካብ ኣከፈፈልቲ ሆላንዳዊ ፊ ዮንግ ካብ ኣያክስ ከምእውን ካብ መስመር ምጥቓዕ ኣርጀንቲናዊ ሊዮነል መሲ ብሙኻን ክሽለሙ ከለዉ። ብሉጽ ተጻዋታይ ቻምፒዮን ሊግ ኤውሮጻ ቫንዳይክ ካብ ክለበ ሊቨርፑል ብሙኻን ናይ መጀመርያ ሆላንዳዊ ክኸውን ከሎ ድሕሪ 11 ዓመት  ነዚ ክብረ ዝረኸበ ተጻዋታይ ፕሪመርሊግ ኢንግሊዝ ኮይኑ። ብተወሳኺ ኣብ ክለብ ሊቨርፑል ድሕሪ 2004/05 ድሕሪ ጀራርድ ነዚ ክብሪ ዝተጎናጸፈ ተጻዋትይ ኮይኑ ኣሎ።

  •  

Top of Form

Bottom of Form


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com