Saturday , May 18 2024

ዜና ሽወደን ብትግርኛ Svenska nyheter på Tigrinya 30 December 2020

አርእስተ ዜና

1. ብሓድሽ ሕጊ ለበዳ ሽወደን፣ ኣብ ስልጣን ዘሎ መንግስቲ ዝለዓለ ስልጣን ረኺቡ።

2. ኣብ ሽወደንን ኣብ ካልኦት ሃገራት ኤውሮጳን ክታበት ኣንጻር ክሮና ቫይረስ ከምዝተኸተብካ ዘረጋግጽ ሰነድ ኣብ ናይ ምገሻ ቅጥዒ ከም ቅድመ ኩነት ክጠቓለል ከምዝኽእል ሰብ መዚ ጥዕና ኤውሮጳ መደብ ኣውጺኦም ይንቀሳቐሱ ከምዘለዉ ጸብጻባት ኣረጋጊጾም።

#sverige #alkompis #sweden #Tigrinja Sweden


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com