Friday , May 17 2024

ዜና ሽወደን ትግርኛ Svenska nyheter på tigrinja 11 Augusti 2020


ገለ ካብ ናይ ሎሚ ዜናታት፣- 1. ሳዕቤን ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ኣብ ኩሉ መዳያት ሂወት ሰባት ነዊሕ ዓመታት ክጸንሕ ምኻኑ ተሓቢሩ።

2. መንግስቲ ብሪጣንያ ዘሕጋዊ ጉዕዞ ጃልባ ስደተኛታት ደዉ ከምዘብሎ ኣፍሊጡ።

• ዝኸበርኩም ተኸታተልቲ መደብና መድባት ኣልኮምፒስ፣ ኣብ ዩቱብ ዝርከብ ቻነል ኣልኮምፒስ ትግርኛ ኣባላት ንምዃን subscribe ብምግባር ተሳታፍነትኩም ከተረጋግጹ ከምኡ እዉን ብገጻት ኢንስታግራም ፈይስቡክን፣ ተኸታተሉና ስዓቡና እንዳበልና፣ ብዓቢኡ ኸኣ ኣብ መርበብ ሓበሬታና www.alkompis.se/ti ተወከሱ።

• ብተወሳኺ ኣብዚ ሰሙን እዚ ብዘይካ ኣብ ኣንድሮይድ፣ ንተጠቀምቲ Iphone ካልኦት ፍርያት ኣፕል ዲጂታላዊ ኤክትሮኒክ ትጥቀሙ ኣፕ ተዳልይልኩም ከምዘሎ ነበስር።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com