Saturday , May 18 2024

ዜና ሽወደን ትግርኛ Svenska nyheter på tigrinja 12 Augusti 2020

ገለ ካብ ናይ ሎሚ ዜናታት፣-

1. ኣብ ከተማ ማልመ ኩነታት ተኹስን ነታጉን ካብ ቅድሚ ሕጂ ኣጸቢቑ ከምዘንቆልቆለ ተገሊጹ።

2. ሰብ ንኽመዉት ተሓጋጊዝካ ተባሂሉ ሓደ ባዓል ሞያ ሕክምና ዶክተር ክሲ ተመስሪትዎ ከምዘሎ ተሓቢሩ።

• ዝኸበርኩም ተኸታተልቲ መደብና መድባት ኣልኮምፒስ፣ ኣብ ዩቱብ ዝርከብ ቻነል ኣልኮምፒስ ትግርኛ ኣባላት ንምዃን subscribe ብምግባር ተሳታፍነትኩም ከተረጋግጹ ከምኡ እዉን ብገጻት ኢንስታግራም ፈይስቡክን፣ ተኸታተሉና ስዓቡና እንዳበልና፣ ብዓቢኡ ኸኣ ኣብ መርበብ ሓበሬታና www.alkompis.se/ti ተወከሱ።

• ብተወሳኺ ኣብዚ ሰሙን እዚ ብዘይካ ኣብ ኣንድሮይድ፣ ንተጠቀምቲ Iphone ካልኦት ፍርያት ኣፕል ዲጂታላዊ ኤክትሮኒክ ትጥቀሙ ኣፕ ተዳልይልኩም ከምዘሎ ነበስር። #sverige #alkompis #sweden #Tigrinja


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com