Sunday , May 19 2024

ዝነውሐት ጸልማት ናይዚ ዓመት ምሕላፋን እንዳ በርሄ ከምዝኸይድን ጸሓይ ምምላሳን ተገሊጹ።

ብ መሰረት ጸብጻብ ኣገልግሎት ሜትሮሎጂ ሰንበት ንግሆ ሰዓት 5፡19 ጸሓይ ብወገን ሰሜናዊ ንፍቀ-ኽቢ ትሕት ኢላ ተራእያ። ድሕሪ ጸሓይ ዘይጠፍኣትሉ ወርሒ ሕዳር እታ ሃገር ብዘገመታን ርግጸኝነትን ናብ ብርህ ዝበለ ወቕቲ ትኣቱላ። መዓልታት ንውሕ ዝበለ እኳ እንተኾነ ኣብ ሰሜናዊ ጫፍ እታ ሃገር ዝነብሩ ሽወደናውያን ገለ ገጽ ጸሓይ ክርእዩ ክሳብ ባሕቲ ጥሪ ምጽባይ ከድልዮም እዩ።

ኣብ ፈለማ እታ ጸሓይ ብዘገምታ እያ ክትምለስ፥ መዓልቲ ብገለ ደቓይቕ ንውሕ ዝብል ኮይኑ ኣብ ካልኣይ መፋርቕ ጥሪ ግና ብርክት ዝበላ ተወሰኽቲ ደቓይቕ ክህልዋ እየን። ወርሒ ሕዳር ካብ ካልኦት ኣዋርሕ ብዝተፈልየ ኣገባብ ጸሓይ ዓብሊልዋ እያ ሓሊፋ። ኣብ ገሊኡ ካብ 10 ክሳብ 30 ሰዓታት ብተኸታታሊ ትረአ ኔራ። ሉንድ ክሳብ 52 ሰዓታት ጸሓይ እናረኸበት እያ ኣሕሊፋቶ ተባሂሉ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com