Sunday , May 19 2024
Credit: Pixabay

ዳኒኤል ስቶል ብምውርዋር ዲስክ መዳልያ ወርቂ ተሸሊሙ።

ሻምፕዮን ኦሎምፒክ ዳኒኤል ስቶል ብቕድሚ ትማል ሰኑይ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ሻምፕዮን ዓለም ምውርዋር ዲስክ መዳልያ
ወርቂ ተዓዊቱ፡ ስቶል ነቲ ብ ሻምፕዮን ክሪስትያን ቸህ ዝተመዝገበ ናይ ልዕሊ 70 ሜትሮ ርሕቀት ብምሕላፍ እዩ ሻምፕዮን ዓለም
ክኸውን ክኢሉ ዘሎ። ስቶል ነቲ ቅድሚ 4 ዓመት ኣብ ዶሃ ዝዓተሮ ዋንጫ ዳግማይ ብ 71.46 ሜትሮ ብዘመዝገቦ ክብረወሰን
ደጊሙ ክዕቅቦ ክኢሉ’ሎ።
"ዘገርም ናይ መወዳእታ ጸወታ እዩ ነይሩ፡ በቲ ዘመዝገብክዎ ክብረወሰን ብሓቂ ሕቡን እየ" ክብል ወዲ 30 ዓመት ኦሊምፒካዊ
ስቶል ድሕሪ ዓወቱ ንማዕከናት ዜና ገሊጹ’ሎ።

 

 

Credit: Pixabay

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com