Saturday , May 18 2024

ጽዋእ ቻምፒዮን ሊግ ናብ ጀርመን ዶ ወይስ ፈረንሳ?

ፈረንሳዊት ልዮን ሕጂ እውን ድሕሪ ን ክርስታን ሮናልዶን ጁቨንቱስ ምግላፋ ሕጅ እውን ን ሃብታም ጋንታ ማንቸስተር ስቲ ኣሰር ካልኦት ብምስዓብ ን ሙኹሕ እሰልጣኑ ጋርድዮላ ምስ ሰራዊቱ ኣሰናብታቶ። ኣብዚ ሙሳ ደንበለ ደሚቑ ክልተ ሸቶታት ዘመዝገበሉ ምሸት ምክልኻል ማን ሲቲ ብዙሕ ስራሕ ከምዝተርፎ ዘርኣሉ ምሽት ኮይኑ ኣምስዩ። ኣብዚ 3 ብ 1 ዝስዓርት ልዮን ሕጂ እውን ን ዓርሞሸሽ ክለብ ባየር ሙኒኽ መጻኩ ብምባል ኣብ ፍርቂ ፍጻሜ ወይ ንተወስኺ ታኣምር ወይ ንምስንባት ካብዚ ውድድር 90 ደቂቕ ክምልሶ እዩ። እንተ ማንቸስተር ስቲ ግን ናይዚ ዓመት ዕዯኣ ዛዚማ ኣሰር ቀዳሞት ኢንግልዛውያን ክለባት ብንስዓብ ናብ ዕረፍቲ እይ ከተምርሕ።

በዚ መስረት ጽዋእ ቻምፒዮን ሊግ ናብ ሃገረ ፈረንሳ ዶ ወይስ ጀርመን ከም ተምርሕ ርጉጽ ኮይኑ መን ኾ ትኸውን ድሕሪ ሰሙን ዝምለስ ሕቶ?


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com